ገጽ ሰላሳን ክልተን ኣምላኽ ንሓጢኣትካ ይቕረ ኺብለልካ ኸም ዚኽእል ብኸመይ ክትፈልጥ ትኽእል፧ ገጽ 18ርአ። ኣምላኽ ንዓኻ ብውልቂ ይሓልየልካ ድዩ፧ ገጽ 20-23ርአ። ኣምላኽ፡ ኣዳምን ሄዋንን ከም ዚሓጥኡ ኣቐዲሙ ይፈልጥ ነይሩ ድዩ፧ ገጽ 13-15 ርአ። ገነት ኤድን ምንባራ ወይ ዘይምንባራ ብሓቂዶ የገድስ እዩ፧ ገጽ 9-11ርአ።