ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w12 1/1 ገጽ 32
  • ገጽ ሰላሳን ክልተን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ገጽ ሰላሳን ክልተን
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
w12 1/1 ገጽ 32

ገጽ ሰላሳን ክልተን

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂዶ ብዛዕባ መጻኢ ይንበ እዩ፧

ገጽ 16-17 ርአ።

ሓንቲ ዜሕዝን ግዜ ቝልዕነት ዘሕለፈት መንእሰይ፡ ትርጕም ዘለዎ ህይወት ክትነብር ዝጀመረት ብኸመይ እያ፧

ገጽ 19-20 ርአ።

እቲ እሙን ዝነበረ ኣብርሃም፡ ወዱ ንኺስውእ ዝፈተነ ስለምንታይ እዩ፧

ገጽ 23 ርአ።

ካብቲ እታ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረት ንግስቲ ኣስቴር ዝገደፈቶ ኣብነት፡ ብዛዕባ ትብዓትን ትዕግስትን ንኻልኦት ኣረዲእካ ናይ ምእማን ክእለትን እንታይ ንመሃር።

ገጽ 24-29 ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ