ገጽ ሰላሳን ክልተን
ኣርማጌዶን ባህርያዊ ሓደጋ ድዩ፧
ገጽ 4 ርአ።
እቲ ናይ ፍቕሪ ኣምላኽ ንሰባት ኣብ ኣርማጌዶን ዚቐትሎም ስለምንታይ እዩ፧
ገጽ 6 ርአ።
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣየናይ ድሕሪ ሓጺር እዋን ዜጋጥም ሰለስተ ዓበይቲ ፍጻመታት እዩ ዚንበ፧
ገጽ 9 ርአ።
ወልፊ ኣልኮላዊ መስተ ዝነበራ ሰበይቲ፡ ካብ ወልፋ ንኽትላቐቕ ሓይሊ ዝረኸበት ብኸመይ እያ፧
ገጽ 12-13 ርአ።
ምድሪ ኽትጠፍእ ድያ፧
ገጽ 25 ርአ።