ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/6 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/6 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሰነ 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

5-11 ነሓሰ 2013

ብዛዕባ ባህርያት የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ምሉእ ብምሉእ ኣስፍሕ

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 11, 1

12-18 ነሓሰ 2013

ብዛዕባ ልግስን ልዙብነትን የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 22, 15

19-25 ነሓሰ 2013

ብዛዕባ ተኣማንነትን ምሕረትን የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ

ገጽ 17 • መዝሙር፦ 18, 35

26 ነሓሰ 2013–1 መስከረም 2013

ተግሳጽ የሆዋ ይቕረጽካ

ገጽ 24 • መዝሙር፦ 6, 34

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ብዛዕባ ባህርያት የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ምሉእ ብምሉእ ኣስፍሕ

▪ ብዛዕባ ልግስን ልዙብነትን የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ

▪ ብዛዕባ ተኣማንነትን ምሕረትን የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ

ብዙሓት ክርስትያናት፡ የሆዋ ኣርባዕተ ቐንዲ ባህርያት ጥራይ ከም ዘለዎ ገይሮም ይሓስቡ። እዘን ሰለስተ ዓንቀጻት እዚአን ግና፡ ብዛዕባ እተን ብዙሕ ትዅረት ዘይግበረለን ሓያሎ ባህርያት ዘሎና ግንዛበ ኼስፍሓልና እየን። ብዛዕባ ነፍሲ ወከፍ ባህርይ ከነጽንዕ ከለና፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ክንምርምር ኢና፦ እንታይ ማለት እዩ፧ የሆዋ ነቲ ባህርይ ብኸመይ እዩ ኣርእዩዎ፧ ንሕናኸ ንየሆዋ ብኸመይ ክንመስሎ ንኽእል፧

▪ ተግሳጽ የሆዋ ይቕረጽካ

ቅዱሳት ጽሑፋት ንየሆዋ ኸም ልዑላዊ ገዛኢ ደቂ ሰብ ገይሩ ኺገልጾ ኸሎ፡ ‘ሰራሕ መሬት’ ኢሉ ይጽውዖ እዩ። (ኢሳ. 64:8) እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብቲ እቲ ዓብዪ ሰራሕ መሬት ኣብ ግዜ ጥንቲ ንውልቀ ሰባትን ንኣህዛብን ዝቐረጸሉ መገዲ እንታይ ክንምሃር ከም እንኽእል ክትገልጽ እያ። ሎሚ ኻብቲ ንዓና ዚቐርጸሉ መገዲ ብኸመይ ጥቕሚ ኽንረክብ ከም እንኽእል እውን ክንመያየጥ ኢና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ንየሆዋ ስለ እተኣዘዝክዎ፡ ብዙሕ ተባሪኸ

22 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

29 ኣቱም ሽማግለታት፡ “ንዝጸምኤት ነፍሲ” ተርውዩ ዲኹም፧

32 ትዝክሮዶ፧

ገበር፦ ኣብ ፍራንክፈርት፡ ጀርመን ኣብ ኣደባባይ ዚግበር ምስክርነት መገዲ

ጀርመን

ብዝሒ ህዝቢ

81,751,600

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

162,705

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

74,466

ቍጽሪ ተኣከብቲ ብዓል ዝኽሪ 2012

265,407

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ግራፍ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ