ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w16 ጥሪ ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
w16 ጥሪ ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ጥሪ 2016

© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

3 ፈትዮም ይመጹ—ኦሽያንያ

29 ለካቲት 2016–6 መጋቢት 2016 ዘላ ሰሙን

7 “ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጽናዕ”!

ጥቕሲ ዓመት 2016 እንታይ እያ፧ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ነዛ ጥቕሲ እዚኣ ኽንርእያ ኸለና፡ ብዛዕባ እንታይ ኢና ኽንሓስብ ዚግብኣና፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብ ጥቕሲ ዓመት ብኸመይ ክንጥቀም ከም እንኽእል ትገልጽ።

7-13 መጋቢት 2016 ዘላ ሰሙን

12 በቲ ‘ኺግለጽ ዘይከኣል ውህበት ኣምላኽ’ ንደረኽ

የሆዋ ነቲ ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ‘ኪግለጽ ዘይከኣል ውህበት’ ኣምላኽ ኢሉ ዝጸውዖ ሂቡና እዩ። (2 ቈረ. 9:15) እዚ ውህበት እዚ እንታይ እዩ፧ ኣስኣሰር ክርስቶስ የሱስ ብምስዓብ ንኣሕዋትና ከነፍቅሮምን ካብ ልብና ይቕረ ኽንብለሎምንከ ብኸመይ ይድርኸና፧ መልሲ እዘን ሕቶታት እዚአን ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ ኽንገብሮ እንኽእል ነገራትን ክንርኢ ኢና።

14-20 መጋቢት 2016 ዘላ ሰሙን

17 እቲ መንፈስ ባዕሉ ምስ መንፈስና ዀይኑ ይምስክር

21-27 መጋቢት 2016 ዘላ ሰሙን

22 “ምሳኻትኩም ክንከይድ ኢና”

እዘን ክልተ ዓንቐጻት እዚአን ሓደ ሰብ ሰማያዊ ጽውዓ ኸም ዘለዎ ኸመይ ገይሩ ኸም ዚፈልጥን ሓደ ካብቶም ቅቡኣት ምዃኑ እንታይ ማለት ከም ዝዀነን ኪገልጻ እየን። ብተወሳኺ፡ ቅቡኣት ክርስትያናት ንርእሶም ብኸመይ ኪርእይዋ ከም ዘለዎምን ቍጽሪ እቶም ኣብ በዓል ዚኽሪ ዚወስዱ ምውሳኹ ብኸመይ ክንርእዮ ኸም ዚግብኣናን ክንምርምር ኢና።

28 መጋቢት 2016–3 ሚያዝያ 2016 ዘላ ሰሙን

28 ምስ ኣምላኽ ምዕያይ—የሐጕሰና

ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ፡ የሆዋ ንኻልኦት ሰባት ኣብ ምፍጻም ዕላማኡ እጃም ኪህልዎም ዓዲምዎም እዩ። ብደረጃ ዓለምለኸ፡ ምስክርነት ኪወሃብ ዕላማኡ እዩ፣ ኣብዚ ዕዮ እዚ ኽንሳተፍ ከኣ ዓዲሙና እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ መዓይይቲ ኣምላኽ ብምዃን እንረኽቦ በረኸት ትገልጽ።

ገበር፦

ማዳጋስካር

ኣብ ሞሮንዳቫ፡ ማዳጋስካር ኣብ ዚርከብ ኣሊ ኦፍ ዘ ባኦባብስ ዚብሃል ጐደና፡ ሓደ ፈላሚ ንሓደ ብዓል ዓረብያ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ ኼርእዮ ኸሎ

ኣስፋሕቲ

29,963

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

77,984

ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ

135,122

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ