ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp16 ቍ. 4 ገጽ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ታሪኽ ዕቃበኡ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ—ታሪኽ ዕቃበኡ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
wp16 ቍ. 4 ገጽ 1
መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ቍ. 4 2016 | መጽሓፍ ቅዱስ—ታሪኽ ዕቃበኡ

መጽሓፍ ቅዱስ​—ታሪኽ ዕቃበኡ

ቍ. 4 2016

© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ማለት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ነቲ ዝለዓለ ጐይታ ዅሉ ፍጥረት ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ተኽብሮ እያ። እታ ኣብ ሰማይ እትርከብ ናይ ሓቂ መንግስቲ ዝዀነት መንግስቲ ኣምላኽ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ንዅሉ እከይ መወዳእታ ኸም እትገብረሉን ንምድሪ ናብ ገነት ከም እትቕይራን ብምግላጽ ንሰባት ብብስራት ተጸናንዕ። ኣብቲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽንረክብ ኢሉ ዝሞተ፡ ሕጂ ድማ ኣብ ሰማይ ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ ኰይኑ ዚገዝእ ዘሎ የሱስ ክርስቶስ፡ እምነት ከነሕድር ተተባብዕ። እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ካብ 1879 ኣትሒዛ ኸየቋረጸት ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እትሕተም ዘላ ኻብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ናጻ ዝዀነት መጽሔት እያ። ቀንዲ ምንጪ እቲ ኣብዛ መጽሔት እዚኣ ዘሎ ሓሳብ፡ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ።

እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።

ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ።

ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ