ሕታም መጽናዕቲ
ሰነ 2016
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 1-28 ነሓሰ 2016
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ትሪኒዳድ
ኣብ ገማግም ትሪኒዳድን ቶባጎን ብምግፋፍ ዓሳ ዚናበራ ሓያሎ ኣቝሻት ኣለዋ። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣጋጣሚታት ኪረኽቡ ኸለዉ፡ ንገፈፍቲ ዓሳ ይሰብኩሎም እዮም
ኣስፋሕቲ
9,679
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
11,331
ተኣከብቲ ብዓል ዝኽሪ (2015)
24,103
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።