ሕታም መጽናዕቲ
መስከረም 2016
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 24 ጥቅምቲ–27 ሕዳር 2016
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ስእሊ ገበር፦
ፊጂ
ካብ ሱቫ፡ ርእሰ ኸተማ ፊጂ ወጻኢ ኣብ ዘሎ ገጠራት ዚነብሩ ኣሕዋትን ኣሓትን ንዝረኸብዎም ሰባት ብሓጐስ የበስርዎም
ብዝሒ ህዝቢ
887,027
ኣስፋሕቲ
3,097
ተኣከብቲ ብዓል ዝኽሪ (2015)
11,845
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።