ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w16 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
w16 ጥቅምቲ ገጽ 2

ትሕዝቶ

3 ታሪኽ ህይወት​—ካልኦት ዝሓደጉልና ሰናይ ኣብነት ከነንጸባርቕ ጽዒርና

28 ሕዳር 2016–4 ታሕሳስ 2016 ዘላ ሰሙን

8 “ምቕባል ኣጋይሽ ኣይትረስዑ”

5-11 ታሕሳስ 2016 ዘላ ሰሙን

13 ኣብ ቋንቋ ወጻኢ ኸተገልግል ከለኻ፡ መንፈሳዊ ጥዕናኻ ሓሉ

ኣብ ቀረባ ዓመታት፡ ካብ እተፈላለየ ዓሌትን ህዝብን ዝመጹ ሰባት ኣብ ጉባኤታትና ይእከቡ ኣለዉ። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ነቶም ካብ ካልእ ሃገር ዝመጹ ኣብ ጉባኤና ዚእከቡ ሰባት ከመይ ጌርና ሓልዮትና ኸም እነርእዮም ትምህር። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ እቶም ኣብ ቋንቋ ወጻኢ ዜገልግሉ ክርስትያናት ከመይ ገይሮም መንፈሳዊ ጥዕናኦም ኪሕልዉ ኸም ዚኽእሉ ትገልጽ።

18 “ንግብራዊ ጥበብ” ትሕልዋ ዲኻ፧

12-18 ታሕሳስ 2016 ዘላ ሰሙን

21 ኣብቲ ተስፋ እትገብረሉ ነገር ንዘላትካ እምነት ኣደልድላ

19-25 ታሕሳስ 2016 ዘላ ሰሙን

26 የሆዋ ኣብ ዘተስፈዎ ተስፋታት ከም እትኣምን ኣርኢ

እዘን ዓንቀጻት እዚአን ብዛዕባ እቲ ኣብ እብራውያን 11:1 ተገሊጹ ዚርከብ ክልተ መዳያት እምነት ይገልጻ። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ እምነትና ብኸመይ ከም እትዓብን ከም እትድልድልን ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ፡ ናይ ሓቂ እምነት ምስ ዚህልወና፡ ነቲ የሆዋ ዘተስፈወና በረኸት ንርድኦ ማለት ጥራይ ከም ዘይኰነ ትገልጽ።

31 ትፈልጥዶ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ