ትሕዝቶ
3-9 ሓምለ 2017 ዘላ ሰሙን
3 “ጓኖት” ‘ንየሆዋ ብሓጐስ ኬገልግልዎ’ ንሓግዞም
10-16 ሓምለ 2017 ዘላ ሰሙን
እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ስደተኛታት ዝዀኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንታይ ጸገማት ከም ዘለዎምን ከመይ ጌርና ብግብራዊ መገዲ ኽንሕግዞም ከም እንኽእልን ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ፡ ስደተኛታት ዝዀኑ ወለዲ ኸመይ ገይሮም ብስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ንደቆም ዚጠቅም ውሳነ ኸም ዚገብሩ ትገልጽ።
13 ታሪኽ ህይወት—ጽሙም ክነሰይ፡ ንኻልኦት ክምህር ክኢለ
17-23 ሓምለ 2017 ዘላ ሰሙን
24-30 ሓምለ 2017 ዘላ ሰሙን
ዝዀነ ኣገልጋሊ የሆዋ ኣብዚ ስርዓት እዚ ምንባር ይኸብዶ እዩ። እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ንየሆዋን ንሓቂ መጽሓፍ ቅዱስን ንኣሕዋትናን ዘሎና ፍቕሪ ብምዕቃብ፡ ምስቲ ኣብ ጥቕሚ ርእሲ ዘተኰረ መንፈስ እዛ ዓለም እዚኣ ኸመይ ጌርና ኸም እንቃለስ ይገልጻ። ብዘይካዚ፡ ካብቲ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ነገራት፡ ከመይ ጌርና ንክርስቶስ ኣብሊጽና ኸም እነፍቅሮ ትገልጽ።
31 ካብ መዛግብትና