ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w17 መስከረም ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
w17 መስከረም ገጽ 2

ትሕዝቶ

23-29 ጥቅምቲ 2017 ዘላ ሰሙን

3 ርእሰ ግትኣት ኣማዕብል

የሆዋ ብሉጽ ኣብነት ርእሰ ግትኣት እዩ። ሰባት ነዛ ባህርይ እዚኣ ኣብ ምርኣይ ንየሆዋ ኺመስልዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ርእሰ ግትኣት ከተማዕብልከ እንታይ ግብራዊ ስጕምትታት ክትወስድ ትኽእል፧

30 ጥቅምቲ 2017–5 ሕዳር 2017 ዘላ ሰሙን

8 ንርሕራሐ የሆዋ ቕድሓዮ

ርሕሩሕ ምዃን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ የሆዋን የሱስን ነዛ ባህርይ እዚኣ ብምርኣይ ዝመጸ ፍጹም ኣብነት ይዀኑና እዮም። ነቲ ኣብነቶም ግብራዊ ብዝዀነ መገድታት ክንቀድሖ እንኽእል ግና ብኸመይ ኢና፧ ከምኡ ምስ እንገብርከ እንታይ ጽቡቕ ውጽኢት ኢና እንረክብ፧

13 ታሪኽ ህይወት​—ምስ መንፈሳውያን ሰብኡት ብምዕያየይ ተባሪኸ እየ

6-12 ሕዳር 2017 ዘላ ሰሙን

18 “ቃል ኣምላኽና . . . ንዘለኣለም ይነብር”

13-19 ሕዳር 2017 ዘላ ሰሙን

23 ‘ቃል ኣምላኽ ዚዓዪ እዩ’

መጽሓፍ ቅዱስ ብብዙሕ ቋንቋታት ምህላዉ ዜደንቕ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ንቓል ኣምላኽ ብእንርድኦ ቛንቋ ኽንረኽቦ ብምኽኣልና ሞሳ ኸም ዚስምዓና ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ንመጽሓፍ ቅዱስን ንደራሲኡን ዝያዳ ፍቕርን ሞሳን ንኺህልወና ኺሕግዛና እየን።

20-26 ሕዳር 2017 ዘላ ሰሙን

28 “ትባዕን . . . ስራሕን”

ትብዓት ንክርስትያናት ኣገዳሲት ባህርይ እያ። ካብቶም ጥንቲ ዝነበሩ ኣብነታት ትብዓት ክንምሃር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ መንእሰያትን ወለድን ብዕድመ ዝደፍኣ ኣሓትን እተጠምቁ ኣሕዋትን፡ ብትብዓት ሰናይ ስራሕ ኪሰርሑ ድሉዋት ከም ዝዀኑ ኼርእዩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ