መእተዊ
ኣብ መጻኢ እንታይ ይጽበየና ኣሎ፧
ኣብ መጻኢ ንዓኻን ንስድራ ቤትካን እንታይ ይጽበየኩም ከም ዘሎ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦
“ጻድቃን ንምድሪ ኺርስተይዋ፡ ኣብኣ እውን ንዘለኣለም ኪነብሩ እዮም።”—መዝሙር 37:29።
እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰብን ንምድርን እንታይ ዜደንቕ ዕላማ ኸም ዘለዎ፡ ካብቲ ዕላማ እቲ ምእንቲ ኽንጥቀም ድማ እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ትገልጽ።