ኣብ JW.ORG ዝወጸ
ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
እቲ ኤልያስ ብተኣማንነት ብምጽዋር ዝሓደገልና ኣብነት፡ ኣብ እዋን ሽግር እምነትና ኸነደልድል ኪሕግዘና ይኽእል።
(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > እምነት ኣብ ኣምላኽ ርአ።)
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ሓደ ቐደም ኣባል ጕጅለ ዓዋሉ ዝነበረ ሰብ፡ እዚ ናይ ሎሚ ህይወቱ ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንሰባት ንምልዋጥ ዘለዎ ሓይሊ ኸም ዜርኢ ይኣምን እዩ። ሕጂ ምስ ኣምላኽ ናይ ቀረባ ርክብ ኣለዎ።
(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሰላምን ሓጐስን ርአ።)