ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w19 ሰነ ገጽ 32
  • ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
w19 ሰነ ገጽ 32

ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ

ተነዲፉ ድዩ፧

ሶናር ኣቡ ሰላማ

ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ብሉጽ ትሕተ ማያዊ ተክኖሎጂ ንምምዕባል፡ ሶናር እቲ ኣፍንጫ ጥርሙዝ ዝዓይነቱ ኣቡ ሰላማ (ዶልፊን) ኪቐድሑ ይፍትኑ ኣለዉ።

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ተነዲፉ ድዩ፧ ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን > ተነዲፉ ድዩ፧ ርአ።

ንስድራ ቤት

ውሉድካ ነጥቡ ኸመሓይሽ ብኸመይ ከም እትሕግዞ

ንውሉድካ ጸቕጢ ትገብረሉ እንተ ዄንካ፡ እዚ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዀነ ኣብ ገዛ ኸም ዚጭነቕ ኪገብሮ ይኽእል እዩ። ወለዲ ነቲ ውሉዶም ሕማቕ ነጥቢ ዜምጽኣሉ ናይ ሓቂ ጸገም ኬለልዩን ትምህርቲ ኼተባብዑን ይኽእሉ እዮም።

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ንስድራ ቤት ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሓዳርን ስድራ ቤትን > ኣተዓባብያ ቘልዑ ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ