ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/07 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
km 2/07 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ለካቲት:- ንየሆዋ ቕረቦ። መጋቢት:- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧። ሚያዝያን ግንቦትን:- መጽሔታት። ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብሩ ኸለኹም: ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ ዓድሉ።

◼ እቲ ጸሓፍን እቲ ሓላው ኣገልግሎትን ንንጥፈታት ኵሎም ስሩዓት ፈለምቲ ኺምርምርዎ ኣለዎም። ነቲ ዜድሊ ሰዓታት ኣብ ምምላእ ሽግር ዘለዎ ምስ ዚህሉ: እቶም ሽማግለታት ንምሕጋዙ መደብ ኪገብሩ ኣለዎም። ብዛዕባ እዚ ሓሳባት ንምርካብ ነቲ ዓመታዊ ደብዳበታት S-201 ርኣዩ።

◼ እቲ በዓል ዝኽሪ 2007 ኣብ ዚግበረሉ ወቕቲ ዚወሃብ ፍሉይ ህዝባዊ መደረ “ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም ክትቀስኑ ትኽእሉ ኢኹም!” ዚብል እዩ። ምስዚ እተተሓሓዘ ምልክታ ኣብ ናይ ጥቅምቲ 2006 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ርአ።

◼ ሓደስቲ ጽሑፋት:- ትግርኛ:- ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ፣ ቻይንኛ (Simplified):- ብቕዓት: ትራክት ቍ. 26፣ እንግሊዝኛ:- ኪንግደም ሜሎዲስ ቍ. 4 ኣብ ሲዲ: ኖዋህ ኤንድ ዴቪድ ኣብ ዲቪዲ: ያንግ ፒፕል ኣስክ . . . ማይ ላይፍ ኣብ ዲቪዲ: ጂሆቫስ ዊትነስ ኦርጋናይዝድ ቱ ሼር ዘ ጉድ ኒውስ ኣብ ዲቪዲ።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ ጽሑፋት:- ትግርኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር: ትራክት ቍ. 19, 20፣ እንግሊዝኛ:- ብቕዓት፣ ኦሮምኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር: ንቑሕ ኩን!: ብቕዓት: ትራክት ቍ. 15።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ