ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/10 ገጽ 6
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 3/10 ገጽ 6

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሚያዝያን ግንቦትን፦ መጽሔታት፣ ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ ሓድሽ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ምስ በጽሓኩም፡ ንኣስፋሕቲ ኺከፋፈል ኣለዎ፣ እዚ ድማ፡ ነቲ መጽሔታት ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ቕድሚ ምብርካቶም፡ ትሕዝቶኡ ንኺፈልጥዎ የኽእሎም።

◼ በዓል ዝኽሪ ሰሉስ 30 መጋቢት 2010 ኪበዓል እዩ። ኣብ በዓል ዝኽሪ ዚዝመር መዝሙራት፡ ኣብታ ሓዳስ መጽሓፍ መዝሙር ዚርከባ ቝጽሪ 8ን ቍጽሪ 5ን እየን። ጉባኤኹም ሰሉስ ኣኼባ እንተ ኣለዋ፡ ናብ ካልእ መዓልቲ ንምቕያሩ ጻዕሪ ኺግበር ኣለዎ። ብርክት ዝበላ ጉባኤታት ሓደ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚጥቀማ እንተ ዀይነንን ነቲ ኣኼባ ምቕያሩ ዘይከኣል እንተ ዀይኑን፡ እቲ ኣኼባ ኺስረዝ ይከኣል እዩ። ንጉባኤኹም ብፍላይ ዚጠቅም ክፍልታት ኣብ ካልእ ኣኼባ ኣገልግሎት ኪውሰድ ይከኣል እዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ እንግሊዝኛ፦ ዎች ታወር ላይብረሪ 2009።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ እንግሊዝኛ፦ ኮንኮርዳንስ፡ ኦል ስክሪፕቸር፡ ሪዝኒን፡ ዓርኪ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፡ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧ ዎንደርስ ኦቭ ክሪኤሽን (DVD)፡ ኤንድስ ኦቭ ዚ አርዝ (dvea)፡ ኖዋህ ኤንድ ዴቪድ (dvnad)፡ ዩናይትድ ባይ ዲቫይን ቲቺንግ (dvun)፡ ብላድ ትራንስፍዩዥን ሲርየስ ኣብ DVD።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ