ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/10 ገጽ 8
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 11/10 ገጽ 8

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ 8,851 ብምብጻሑ ተሓጒስና ኢና! ካብዚኣቶም እቶም 1,001 ሓገዝቲ ፈለምቲ እዮም ነይሮም። መብዛሕትኹም ነቲ ናይ ቤት ትምህርቲ ዕረፍትኹም ኣገልግሎትኩም ክብ ንምባል ስለ እተጠቐምኩምሉ፡ ዝያዳ ሓጐስ ከም ዝረኸብኩም ኣይንጠራጠርን ኢና። ብዙሓት ኣሕዋት፡ ድሕሪ በዓል ዝኽሪ እውን ሓገዝቲ ፈለምቲ ኰይኖም ብምዕያይ ንጥፈታቶም ንኺውስኹ መስዋእቲ ስለ ዝገበሩ፡ ባህ ኢሉና እዩ። ኣብ ወርሒ ነሓሰ እውን ኣብዚ ዕዮ እዚ ብንጥፈት ከም ዚካፈሉ ዜጠራጥር ኣይኰነን፣ ብዛዕባ እቲ ውጽኢት ክንሰምዕ ከኣ ብሃንቀውታ ንጽበ። ቍጽሪ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምርሓሎም ሰባት እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ እኳ 7,030 መጽናዕቲ ተመሪሑ እዩ። ተገዳስነት ንዘለዎም ዘበሉ ብተኣማንነት ተመላሊስካ ምብጻሕ ብምግባር፡ ንሰባት ዘላትና ፍቕሪ ነርኢ፣ ኣብዚ መዳይ እዚ ኸኣ፡ ንሓድሕድና ንዘኻኸርን ንተባባዕን። ገሊኦም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሎም ሰባት ዘይተጠመቑ ኣስፋሕቲ ንኪዀኑ ይበቕዑ ደዀን ይዀኑ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ