ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/11 ገጽ 7
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 4/11 ገጽ 7

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብ ወርሒ ሕዳርን ወርሒ ታሕሳስን፡ ኣብ 183 ጉባኤታትን 26 ጕጅለታትን እንርከብ ልዕሊ 9,000 ኣስፋሕቲ ጸብጻብ ሂብና። ኣብተን ኣርባዕተ ቐዳሞት ኣዋርሕ እዚ ኣገልግሎት ዓመት እዚ፡ 17 ሓደስቲ ጉባኤታት ተመስሪተን። ኣብ ክልና እታ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧ ዘርእስታ ብሮሹር ብጽቡቕ ስለ እተዓይየላ፡ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብጠቕላላ 20,570 ብሮሹራት ተበርኪቱ። ብተወሳኺ፡ ኣብ ወርሒ ሕዳር ልዕሊ 7,000 መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ተመሪሑ ምርኣይና ኣሐጒሱና እዩ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምርን ቀጻሊ መጽናዕቲ ንኽትመርሕን ጻዕሪ ግበር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ