ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/11 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 9/11 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ናይ ግንቦት 2011 ጸብጻብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኢትዮጵያ ኣዝዩ ዜተባብዕ እዩ ነይሩ። ኣብዚ ወርሒ እዚ፡ 9,192 ዚዀኑ ኣስፋሕቲ፡ ኣብ ኣገልግሎት ብንጥፈት ተኻፊሎም እዮም፣ እዚ ኣሃዝ እዚ ኸኣ፡ ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ እዩ። ካብዞም ኣስፋሕቲ እዚኣቶም፡ እቶም 1,383 ስሩዓት ፈለምቲ እዮም። ብዙሓት ኣስፋሕቲ ኻብ ዚመጽእ መስከረም ጀሚሮም ፈለምቲ ንኪዀኑ ይምድቡ ኸም ዘለዉ ኣየጠራጥርን እዩ። ስለዚ፡ እቲ ኣብ ጉባኤኹም ዚርከብ ኮሚተ ኣገልግሎት ነቲ መመልከቲ ወረቐት ብቕልጡፍ ናባና ምእንቲ ኺልእኮ፡ ቀልጢፍካ ምልኣዮ። ኣብ ወርሒ ግንቦት ብድምር 7,311 ዚዀኑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባሮም እውን ኣሐጒሱና እዩ፣ ነፍሲ ወከፍ ኣስፋሒ ጉባኤ ብገምጋም 0.3 መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ መሪሑ ማለት እዩ። ንስኻኸ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎካዶ፧ ስለቲ ኣብ ኣገልግሎት ዝገበርኩምዎ ቕንኣት ዝመልኦ ተሳትፎ ኽንንእደኩም ንፈቱ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ