ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
ኣብቲ ዝገበርናዮ 22 ኣኼባታት ኣውራጃ፡ ዝለዓለ ቝጽሪ ተኣከብቲ 16,406 ነይሩ። እዚ ቝጽሪ እዚ፡ ነቶም ዕድሜና ኣኽቢሮም ዝመጹ ብዙሓት ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ዜጠቓልል እዩ። እቲ መደብ ብሽዱሽተ ቛንቋታት፡ እንተላይ ብቛንቋ ምልክት እዩ ተገይሩ። ብድምር 309 ድማ ተጠሚቖም።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።