ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/12 ገጽ 8
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 10/12 ገጽ 8

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ንተገደስቲ ሰባት ናብ ብዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ ንምዕዳም ብዝገበርናዮ ጻዕሪ እተረኽበ ፍረ ምልስ ኢልና ኽንርኢ ኸለና፡ ኣዝዩ የሐጕሰና እዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ 194 ጉባኤታት እኳ እንተ ኣለዋ፡ ካብ 219 ቦታታት ጸብጻብ ተቐቢልና ኢና። ኣብ ሽዱሽተ ኻብዚ ቦታታት እዚ ንመጀመርታ ግዜ እዩ ብዓል ዝኽሪ ተባዒሉ። ጠቕላላ ድምር ተኣከብቲ 23,762 እዩ ነይሩ፣ እዚ ኸኣ ክትትል ዜድልዮም ብዙሓት ሰባት ከም ዘለዉ ዚሕብር እዩ። ኣብ ሓያሎ ቦታታት ዝነበረ ቝጽሪ ተኣከብቲ፡ ካብ ቍጽሪ እቶም ኣስፋሕቲ ተዓጻጻፊ እዩ ነይሩ። ሒደት ኣብነታት እንሆ፦ ኣለታ ወንዶ፦ 233 (54 ኣስፋሕቲ)፡ ኣረካ፦ 124 (15 ኣስፋሕቲ)፡ ቦንጋ፦ 80 (19 ኣስፋሕቲ)፡ ገደብ፦ 170 (33 ኣስፋሕቲ)፦ ገለሞ ወረቦ፡ ጥቓ ወሊሶ፦ 138 (15 ኣስፋሕቲ)፡ ሂርና፦ 57 (5 ኣስፋሕቲ)፡ ሆሳእና፦ 104 (24 ኣስፋሕቲ)፡ ሲባጫሮ፡ ጥቓ ጊምቢ፦ 364 (71 ኣስፋሕቲ)፡ ይርጋጨፌ፦ 118 (13 ኣስፋሕቲ)።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ