ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/13 ገጽ 10
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 3/13 ገጽ 10

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ጥቅምቲ እታ ብናይ ወጻኢ ቛንቋ ዚውሃብ ኮርስ እተጀመረላ ወርሒ እያ ነይራ። ኣብዚ ኮርስ እዚ ልዕሊ 30 ዝዀኑ ኣስፋሕትን ፈለምትን ነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዚርከቡ ቻይንኛ ዚዛረቡ ሰባት ንምሕጋዝ ይመሃሩ ኣለዉ። እቲ ኮርስ ሰለስተ ወርሒ ዚወስድ ኰይኑ፡ ኣብ ክፍሊ ዚውሃብ ግብራዊ ትምህርትን ንወፍሪ ዚኸውን መምሪሒን የጠቓልል። እዚ ኸኣ እቲ ተመሃራይ ሰላምታ ኻብ ምልውዋጥ ሓሊፉ ሓጺር ኣቀራርባ ንኺጥቀም፡ ጸኒሑ ድማ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኺመርሕ የኽእሎ። ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመርታ ግዜ ቻይናዊት ተጠሚቓ እያ፣ እታ ሓብቲ ኣብ ኢትዮጵያ እያ ሓቂ ሰሚዓ። ኣብዚ ዚሰርሑ ሓያሎ ምብራቓውያን ሰብኡትን ኣንስትን፡ ኣብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ተገዳስነት የርእዩ ኣለዉ። እዞም ሰባት እዚኦም፡ ዜድሊ ሓገዝ ኪረኽቡ ኸም ዚኽእሉ ተስፋ ኣሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ