ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/13 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 9/13 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መስከረምን ጥቅምትን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ሕዳር፦ ዜና መንግስቲ ኣምላኽ ቍ. 38። ታሕሳስ፦ ትራክትታት ከምኡውን መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ እቲ ናይ 2014 በዓል ዝኽሪ ኣብ ዚግበረሉ ወቕቲ ዚውሃብ ፍሉይ ህዝባዊ መደረ፡ 21 ሚያዝያ ኣብ እትጅምር ሰሙን ኪቐርብ እዩ። ኣርእስቲ እቲ መደረ ኣብ ዚመጽእ ኪንገር እዩ። እተን ኣብ ቀዳመ ሰንበት እታ ሰሙን እቲኣ ምብጻሕ ሓላው ወረዳ ወይ ዓብዪ ኣኼባ ዘለወን ጉባኤታት፡ እቲ ፍሉይ መደረ ኣብታ ቐጺላ ዘላ ሰሙን ኪውሃበን እዩ። ዝዀነት ትኹን ጉባኤ ነዚ ፍሉይ መደረ እዚ ቕድሚ 21 ሚያዝያ ኽትወስዶ ኣይግባእን እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ