ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/14 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 9/14 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

መጋቢት ፍሉይ ንጥፈታት ኣገልግሎት ወፍሪ እተኻየደላ ወርሒ እያ ነይራ፣ ኣብታ ወርሒ እቲኣ እተመዝገበ ጠቕላላ ድምር ቍጽሪ ኣስፋሕትን እተዓደለ መጽሔታትን እተመርሐ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስን ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ እዩ። ፍሉይ ወፈራ ኽልና ድማ፡ ባህ ብዜብል ሓያሎ ተመክሮታት እዩ ተዛዚሙ፣ ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ናብ በዓል ዝኽሪ ናይ ምዕዳም ንጥፈት እውን ኣብታ ወርሒ እዩ ተጀሚሩ። ሓያሎ ኣስፋሕቲ ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ኣገልጊሎም እዮም። ብሓፈሻ ኺርአ ኸሎ፡ ካብቶም ጸብጻብ ዝሃቡ 9,837 ኣስፋሕቲ፡ 44%፡ ማለት ዳርጋ ፍርቂ ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ነይሮም ማለት እዩ። እዚ ድማ ኣዝዩ ዚንኣድ ዕዮ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ