ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/15 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 11/15 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ክሳዕ ሕጂ ብዝረኸብናዮ ጸብጻብ መሰረት፡ ኣብዚ ዓመት ኣገልግሎት እዚ፡ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣርባዕተ ሓደስቲ ጉባኤታትን ሸሞንተ ኣብ ርሑቕ ዚርከባ ሓደስቲ ጕጅለታትን ከም እተመስረታ ኽንሕብረኩም ከለና ኣዝዩ ባህ ይብለና። ኣብዚ እዋን እዚ፡ ኣብ ምሉእ ኢትዮጵያ 217 ጉባኤ ኺህልዋ ኸለዋ፡ 70 ኻባታተን ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እየን ዚርከባ። ዕዮ ስብከት ንምዝርጋሕ፡ ዛጊት ኣዝዩ ብዙሕ ዚስራሕ ዕዮ ኣሎ ማለት እዩ። የሆዋ ንዅሎም እቶም ሓይሎምን ጕልበቶምን ተጠቒሞም ንዕኡ ንምውዳስ ብትግሃት ዚዓይዩ ዘበሉ ኸም ዚባርኾም ንፈልጥ ኢና።

ብዘይካዚ፡ ንጥቕሚ ዓይነ ስውራን ተባሂሉ እተዳለወ ናይ መጀመርታ ሕታማት ብረይል ብኣምሓርኛ ምውጻኡ ኸነበስር ከለና የሐጕሰና እዩ። እዚ መሰናድዎ እዚ፡ ነቶም ንፍጻመ ትንቢት ኢሳይያስ 35፡5 ዚጽበዩ ሰባት፡ መንፈሳዊ ዓይኖም ኣብ ምኽፋት ብዙሕ ከም ዚጠቕሞም ተስፋ ኣሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ