ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ለካቲት ገጽ 4
  • ኣዝዩ ዝበለጸ ህይወት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣዝዩ ዝበለጸ ህይወት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ እያ ኽትገዝእ ጀሚራ፧ (1ይ ክፋል)
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ እያ ኽትገዝእ ጀሚራ፧ (2ይ ክፋል)
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ብዛዕባ 1914 ንዘሎና እምነት ምግላጽ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ለካቲት ገጽ 4

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣዝዩ ዝበለጸ ህይወት

ኣብ ውድብ የሆዋ ንመንእሰያት ዚኸውን ብዙሕ ኣጋጣሚታት ኣሎ። ካመሮን ንንእስነታ ብኸመይ ብጥበብ ከም እተጠቕመትሉ ንምፍላጥ ነታ ዘ በስት ላይፍ አቨር (ኣዝዩ ዝበለጸ ህይወት) ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ። ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶታት መልሶ። (ናብ jw.org ኣቲኻ፡ ኣብቲ ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።)

ካመሮን ነቲ ኻብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ናብ ማላዊ ዚግበር ጕዕዞ ኣብ ካርታ ተርኢ
  • ካመሮን ኣብ ህይወታ ቐንዲ ቦታ እትህቦ ዝነበረት እንታይ እዩ ነይሩ፧

  • ኣገልግሎታ ንምስፋሕ ዝወሰነት መዓስን ብኸመይን እያ፧

  • ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ኻልእ ሃገር ከተገልግል እተዳለወት ብኸመይ እያ፧

    ካመሮን ኣብ ማላዊ ምስ ሓንቲ ሰበይቲ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ
  • ካመሮን ኣብ ርሑቕ ሃገር ተገልግል ኣብ ዝነበረትሉ እዋን እንታይ ጸገማት ኣጋጢምዋ፧

  • ቅድሚ ሕጂ ኣገልጊልናሉ ኣብ ዘይንፈልጥ ቦታ ወይ ከባቢ ንየሆዋ ምግልጋል ጠቓሚ ኪኸውን ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧

  • ካመሮን እንታይ በረኸት ረኺባ፧

    ኣብ ማላዊ ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሰላምታ ይልእኩ
  • ንየሆዋ ምግልጋል ናብ ኣዝዩ ዝበለጸ ህይወት ዚመርሕ ስለምንታይ እዩ፧

  • ኣብ ውድብ የሆዋ ንመንእሰያት ዚኸውን እንታይ ካልእ ኣጋጣሚታት ኣሎ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ