ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መጋቢት ገጽ 3
  • 13-19 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 13-19 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መጋቢት ገጽ 3

13-19 መጋቢት

ኤርምያስ 5-7

  • መዝሙር 37ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ኣቋረጹ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 6:13-15—ኤርምያስ ንሓጢኣት እቲ ህዝቢ ኣቃልዖ (w88-E 1/4 11-12 ¶7-8)

    • ኤር 7:1-7—የሆዋ ንንስሓ ኺድርኾም ጽዒሩ (w88-E 1/4 12 ¶9-10)

    • ኤር 7:8-15—እስራኤላውያን፡ የሆዋ ስጉምቲ ዘይወስድ ይመስሎም ነበረ (jr 21 ¶12)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 6:16—የሆዋ ንህዝቡ እንታይ ኪገብሩ እዩ ዚምሕጸኖም ነይሩ፧ (w05 1/11 23 ¶11)

    • ኤር 6:22, 23—ህዝቢ “ኻብ ምድሪ ሰሜን ይመጽእ ኣሎ” ኺብሃል ዚከኣል ስለምንታይ እዩ፧ (w88-E 1/4 13 ¶15)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 5:26–6:5

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) jl ትምህርቲ 1—ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 123

  • “ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧—ብኸመይ ከም እትጥቀመላ”፦ (15 ደቒቕ) ብዛዕባ እታ ዓንቀጽ ንሓሙሽተ ደቒቕ ብምምይያጥ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ትምህርቲ 8 እታ ብሮሹር ምስ ሓደ ተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ምይይጥ ኪግበር ከም ዚከኣል እተርኢ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን። ንዅሎም እቶም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚመርሑ ዘበሉ ድማ ነታ ብሮሹር ኣብ ሰሰሙን ኪጥቀሙላ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 12-21፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 49ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ