ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ነሓሰ ገጽ 3
  • የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ዓስቢ ሃባ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ዓስቢ ሃባ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ነቶም ኣጸቢቖም ዚደልይዎ ዓስቢ ይህቦም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ኣንጻር ጢሮስ እተነግረ ትንቢት፡ ኣብ ቃል የሆዋ ንዘሎና እምንቶ የድልድሎ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ትፈልጥዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ንኣምላኽ ዜሐጕስ መስዋእትታት ምቕራብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ነሓሰ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 28-31

የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ዓስቢ ሃባ

29:18-20

የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ስለቲ ዘበርከተቶ ኣገልግሎት ዓስቢ ኻብ ሃባ፡ እሙናት ኣገልገልቱ ንዚዓይይዎ ዕዮ ደኣ እሞ ኽሳዕ ክንደይ ዘየማስወሉ!

ተግባራት ባቢሎናውያን

ከበባ ጢሮስ

ወተሃደራት ባቢሎን ንጢሮስ ይኸብብዋ

መስዋእቲ ባቢሎናውያን

እቲ ብዙሕ መስዋእቲ እተኸፍሎ ኸበባ ጢሮስ 13 ዓመት ወሰደ

ወተሃደራት ባቢሎን ኣካላዊ ስቓይ ወረዶም

  • መስዋእቲ ባቢሎናውያን ነቲ ብዙሕ መስዋእቲ እተኸፍሎ 13 ዓመት ዝወሰደ ኸበባ ጢሮስ የጠቓልል

    ባቢሎናውያን ዓስቢ ኣይረኸቡን

  • መስዋእቲ ባቢሎናውያን ነቲ ኣብ ወተሃደራቶም ዝወረደ ኣካላዊ ስቓይ የጠቓልል

    የሆዋ ንባቢሎን ዓስቢ ሃባ

  • መስዋእቲ ባቢሎናውያን ብዘይ ዓስቢ ምስራሕ የጠቓልል

    የሆዋ ንባቢሎን፡ ግብጺ ኸም ዓስቢ ገይሩ ሃባ

ተግባራተይ

ከመይ ዝበለ መንፈሳዊ ውግእ እየ ዝዋጋእ፧

መስዋእተይ

ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ኸመይ ዝበለ መስዋእቲ እየ ኸፊለ፧

መዛግብቲ ዝሓዘት ሳጹን

ካብ የሆዋ ዝረኽቦ ዓስቢ

የሆዋ ዓስቢ ዚህበኒ ብኸመይ እዩ፧

ነዘን ዚስዕባ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብቲ ባዶ ቦታ ጽሓፈን።

  • ሩት 2:12

  • ሚል 3:16

  • እብ 6:10

  • “ኣምላኽሲ ግብርኹም ኰነ ንስሙ ዘርኣኹምዎ ፍቕሪ፡ . . . ዚርስዕ ዓማጺ ኣይኰነን።”

  • “የሆዋ ኸም ግብርኺ ይፍደኺ፣ ካብቲ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ እተማዕቈብክሉ የሆዋ . . . ድማ ዓስብኺ ምሉእ ይኹን።”

  • “ነቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎን ነቶም ንስሙ ዜስተንትኑሉን ድማ መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ