14-20 ነሓሰ
ህዝቅኤል 32-34
መዝሙር 60ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሓላዊ ዘለዎ ኸቢድ ሓላፍነት”፦ (10 ደቒቕ)
ህዝ 33:7—የሆዋ ንህዝቅኤል ሓላዊ ገይሩ ሸሞ (it-2-E 1172 ¶2)
ህዝ 33:8, 9—እቲ ሓላዊ፡ መጠንቀቕታ ብምቅላሕ ካብ ዕዳ ደም ናጻ ይኸውን (w88-E 1/1 28 ¶13)
ህዝ 33:11, 14-16—የሆዋ ነቶም ንመጠንቀቕታ ዜቕልቡሉ ብህይወት የንብሮም (w12 15/3 15 ¶3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ህዝ 33:32, 33—ዘይተገዳስነት እኳ እንተሎ፡ ኣብ ዕዮ ስብከት ጸኒዕና እንቕጽል ስለምንታይ ኢና፧ (6/112 ገጽ 14-15 ¶16-17 ወይ w91-E 15/3 17 ¶16-17)
ህዝ 34:23—እዛ ፍቕዲ እዚኣ እተፈጸመት ብኸመይ እያ፧ (w07 1/4 26 ¶3)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 32:1-16
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.4 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.4 ገበር—ናብ ኣኼባታት ዓድሞ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 2 ¶9-10—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—ትብዓት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተኣማንነትካ ዜዳኽም ዘበለ ኣወግድ—ፍርሂ ሰብ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 21 ሕ.ጽ. 13-22፣ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 34ን ጸሎትን