ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ታሕሳስ ገጽ 4
  • ኣብ “ስንጭሮ እቲ ኣኽራን” ተዓቘብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ “ስንጭሮ እቲ ኣኽራን” ተዓቘብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ወትሩ ኣብ ሽንጭሮ የሆዋ ተዓቘብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ታሕሳስ ገጽ 4
ሰባት ብ“ስንጭሮ እቲ ኣኽራን” ይኸዱ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘካርያስ 9–14

ኣብ “ስንጭሮ እቲ ኣኽራን” ተዓቘብ

14:3-5

የሆዋ፡ ብ1914 ነታ ንልዑላውነቱ እትድግፍ “ከረን” ዝዀነት መሲሓዊት መንግስቲ ኬቕውም ከሎ፡ “ኣዝዩ ዓብዪ ስንጭሮ” ገበረ። ካብ 1919 ንነጀው፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ኣብ “ስንጭሮ እቲ ኣኽራን” ዕቝባ ይረኽቡ ኣለዉ

ሰባት ብኸመይ እዮም ናብ “ስንጭሮ” ዕቝባ ዚሃድሙ፧

14:12, 15

ኣብቲ ምሳሌያዊ ስንጭሮ ዕቝባ ዘየሎ ዝዀነ ይኹን ሰብ፡ ኣብ ኣርማጌዶን ኪጠፍእ እዩ

ኣብቲ ስንጭሮ ዕቝባ ኽዕቈብ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ