ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ታሕሳስ ገጽ 6
  • 25-31 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25-31 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ታሕሳስ ገጽ 6

25-31 ታሕሳስ

ሚልክያስ 1-4

  • መዝሙር 131ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ሚልክያስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ሚል 2:13, 14—የሆዋ ኣብ መውስቦ ንዚግበር ጥልመት ይጽየፎ (w02 1/5 17-18 ¶16-18)

    • ሚል 2:15, 16—ንመጻምድትኻ እሙን ኩን (w02 1/5 18 ¶19)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሚል 1:10—ኣምልኾና በታ ንኣምላኽን ንብጻይናን ዘላትና ስስዐ ዘይብላ ፍቕሪ ኺድረኽ ዘለዎ ስለምንታይ እዩ፧ (w07 15/12 27 ¶1)

    • ሚል 3:1—እዛ ፍቕዲ እዚኣ ኣብ ቀዳማይ ዘመንን ኣብ ግዜናን እተፈጸመት ብኸመይ እያ፧ (w13 15/7 10-11 ¶5-6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሚል 1:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ቈረ 15:26—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 26:19፣ 2ቈረ 1:3, 4—ሓቂ ምሃር። (mwb16.08 8 ¶2 ርአ።)

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w07 15/12 28 ¶1—ፍረ ነገር፦ ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ብዘሎ ዕሽር ናብቲ ማዕከን ከነምጽእ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 132

  • “ናይ ሓቂ ፍቕሪ እንታይ እያ፧”፦ (15 ደቒቕ) ሕቶታትን መልስታትን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 18-25፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 9ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ