ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ለካቲት ገጽ 2
  • 5-11 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5-11 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ለካቲት ገጽ 2

5-11 ለካቲት

ማቴዎስ 12–13

  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምሳሌ እቲ ስርናይን ክርዳድን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 13:24-26—ሓደ ሰብ ኣብ ግራቱ ጽቡቕ ዘርኢ ምስ ዘርአ፡ ጸላኢኡ መጺኡ ኣብ መንጎ እቲ ስርናይ ክርዳድ ዘርአ (w13 15/7 9-10 ¶2-3)

    • ማቴ 13:27-29—እቲ ስርናይን እቲ ኽርዳድን ክሳዕ ቀውዒ ብሓደ ዓበየ (w13 15/7 10 ¶4)

    • ማቴ 13:30—ብግዜ ቐውዒ፡ ዓጻዶ ቕድም ነቲ ኽርዳድ ኣረይዎ፡ ድሕሪኡ ነቲ ስርናይ ኣከብዎ (w13 15/7 12 ¶10-12)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 12:20—ንርሕራሐ የሱስ ብኸመይ ክንቐድሖ ንኽእል፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 12:20 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ዚተክኽ ፈትሊ መብራህቲ”)

    • ማቴ 13:25—ብግዜ ጥንቲ ሰባት ኣብ ግራት ሰብ ብሓቂ ኽርዳድ ይዘርኡ ምንባሮም ዚእመን ድዩ፧ (w16.10 32)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 12:1-21

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 22-23 ¶10-12

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 68

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • “ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ጽልዋ የሕድረልና፧”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። እዚ ምሳሌታት እዚ፡ ንኣገልግሎትና ብኸመይ ከም ዚጸልዎ ግለጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 19-23፡ “JW.ORG,” ዘርእስታ ሳጹን “እቲ መልእኽቲ ንብዙሓት ንምብጻሕ እተጠቐምናሉ ገሊኡ ሜላታት,” ዘርእስታ ሰሌዳ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 83ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ