ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ለካቲት ገጽ 2
  • ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ጽልዋ የሕድረልና፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ጽልዋ የሕድረልና፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ስማዕን ኣስተውዕልን’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • “ብዘይ ምሳሌስ ኣይዛረቦምን ነበረ”
    “ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
  • ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
  • “ብዘይ ምስላስ ኣይተዛረቦምን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ለካቲት ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ጽልዋ የሕድረልና፧

የሱስ፡ ዓሚቝ መንፈሳዊ ትምህርቲ ኺምህር ከሎ፡ ቀሊል ምሳሌታት እዩ ተጠቒሙ። ይኹን እምበር፡ ነቲ ምሳሌታት ኪርድእዎን ነቲ የሱስ ዝመሃሮ ትምህርትታት ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎን ዚጽዕሩ ዝነበሩ ትሑታት ሰባት ጥራይ እዮም ነይሮም። (ማቴ 13:10-15) ንዅሉ እቲ ብዛዕባ ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ ዚገልጽ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦ ካብዛ ምሳሌ እዚኣ ብኸመይ እየ ዝጥቀም፧ ኣብ ህይወተይ ጽልዋ እተሕድር ብኸመይ እያ፧

ፍረ ኣድሪ, ማይ ብሑቝ, መዝገብ, ተጓዓዚ ነጋዳይ

መንግስተ ሰማያት ከም . . .

  • “ፍረ ኣድሪ”—ማቴ 13:31, 32፣ w14 15/12 8 ¶9።

  • “ማይ ብሑቝ”—ማቴ 13:33፣ w14 15/12 10 ¶14-15።

  • “መዝገብ”ን “ተጓዓዚ ነጋዳይ”ን—ማቴ 13:44-46፣ w14 15/12 10 ¶18።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ