19-25 ለካቲት
ማቴዎስ 16-17
- መዝሙር 45ን ጸሎትን 
- መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
- “ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧”፦ (10 ደቒቕ) - ማቴ 16:21, 22—ጴጥሮስ ስምዒታዊ ዀይኑ ነይሩ (w07 15/2 16 ¶17) 
- ማቴ 16:23—ጴጥሮስ፡ ሓሳባት ኣምላኽ ኣይኰነን ዚሓስብ ነይሩ (w15 15/5 13 ¶16-17) 
- ማቴ 16:24—ክርስትያናት ሓሳባት ኣምላኽ ንህይወቶም ኪመርሖ ኺፈቕዱሉ ኣለዎም (w06 1/4 23 ¶9) 
 
- ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ) - ማቴ 16:18—እቲ የሱስ ንክርስትያናዊት ጉባኤ ዝሃነጸሉ ኸውሒ መን እዩ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 16:18 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ፣ . . . ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ፡” “ጉባኤ”) 
- ማቴ 16:19—እቲ የሱስ ንጴጥሮስ ዝሃቦ “መፋትሕ መንግስተ ሰማያት” እንታይ እዩ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 16:19 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “መፋትሕ መንግስተ ሰማያት”) 
- ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧ 
- ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧ 
 
- ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 16:1-20 
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
- ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በታ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ምላሽ ሃብ። 
- ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። 
- ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን። 
ክርስትያናዊ ህይወት
- “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ውጽኢታዊ ሕቶታት ተጠቐም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ግብሪ የሱስ ግበር—ምሃር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚርከበሉ ኽፋል፡ ኣኼባታትናን ኣገልግሎትናን ርአ።) 
- መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 8-13፡ “ዓለምለኻዊ ኽብረ ወሰን ሕታማት” ዘርእስታ ሳጹን 
- ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ) 
- መዝሙር 24ን ጸሎትን