ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መጋቢት ገጽ 5
  • ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ንቑሓት እንዀነሉ ግዜ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ህላወ ክርስቶስ—ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ካብ ‘ክፉእ ወለዶ’ ዝደሓኑ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መጋቢት ገጽ 5
ጴጥሮስን እንድርያስን ያእቆብን ዮሃንስን ምስ የሱስ ይዘራረቡ

ክርስትያናዊ ህይወት

ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና

ነታ ናብ መወዳእታ እዚ ዳሕሮት መዓልትታት ቀሪብና ኣለና ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ንማቴዎስ 24:34 ዚምልከት ሕቶታት መልሶ።

ሰሌዳ ግዜ “ዳሕሮት መዓልትታት”
  • እቲ “እዚ ዅሉ” ተባሂሉ ዘሎ እንታይ እዩ፧

  • ዘጸኣት 1:6 ንትርጉም እቲ “ወለዶ” ዚብል ቃል ክንርድኦ እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧

  • የሱስ ንኣየናይ ፍሉይ ወለዶ እዩ ዚጠቅስ ነይሩ፧

  • “እዚ ወለዶ” እተባህሉ ኽልተ ጕጅለ መን እዮም፧

  • ቃላት የሱስ፡ ግዜ መወዳእታ ኣብ ዚጽንቀቐሉ እዋን ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ