ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ግንቦት ገጽ 2
  • “ኣይንሕለልን ኢና”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣይንሕለልን ኢና”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2022
  • የሆዋ ንዝሓመሙ ይድግፎም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!
    ንቕሑ!—2022
  • ትንሳኤ ኽሳዕ ዚኸውን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ግንቦት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ቈረንቶስ 4-6

“ኣይንሕለልን ኢና”

4:16-18

ኦክስጅን እተገብረሉ ሓደ ሓው፡ ብዛዕባ ህይወት ኣብ ሓዳስ ዓለም ይሓስብ

ክልተ ስድራ ቤት ኣብ ሓደ ዝዓነወ ህንጻ ኸም ዚነብራ ጌርና እሞ ንሕሰብ። እታ ሓንቲ ስድራ ቤት ኣዝያ ተስፋ ቘሪጻ ኣላ። እቲ ዜገርም ግና እታ ኻልአይቲ ስድራ ቤት ሕጕስቲ እያ። ስለምንታይ፧ እታ ኻልአይቲ ስድራ ቤት ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ምልኩዕን ሓድሽን ገዛ ስለ እትቕይር እያ።

ዋላ እኳ፡ “ኵሉ ፍጥረት ክሳዕ ሕጂ ብሓባር የስቈርቍርን ይሳቐን” እንተ ሃለወ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ግና ነዚ ኺጻወሩ ዚሕግዞም ተስፋ ኣለዎም። (ሮሜ 8:22) እቲ ኣብዚ ግዜ እዚ ዜጋጥመና ዘሎ ጸገማት፡ ዋላ እውን እቲ ንዓመታት ዘሳቐየና ጸገማት፡ ምስቲ ኣብ ናይ ኣምላኽ ሓዳስ ዓለም እንረኽቦ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪወዳደር ከሎ፡ “ቀልጢፉ ዚሓልፍን ፈኲስን” ምዃኑ ንፈልጥ ኢና። መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ እተምጽኦ በረኸት ምስ እነተኵር፡ ሕጉሳትን ዘይንሕለልን ክንከውን ይሕግዘና እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ