13-19 ግንቦት
2 ቈረንቶስ 7-10
መዝሙር 109ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣገልግሎት ረድኤትና”፦ (10 ደቒቕ)
2ቈረ 8:1-3—መቄዶንያውያን ንኣይሁዳውያን ኣሕዋቶም ንምሕጋዝ “ሓለፋ ዓቕሞም” ኣበርኪቶም (w98 1/11 25 ¶1፣ kr 209 ¶1)
2ቈረ 8:4—ንእተጸገሙ ክርስትያናት ምሕጋዝና፡ ክፍሊ “ኣገልግሎት ረድኤት” እዩ (kr 209-210 ¶4-6)
2ቈረ 9:7—“ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ” (kr 196 ¶10)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
2ቈረ 9:15—እቲ ‘ኺግለጽ ዘይከኣል ናጻ ውህበት’ ኣምላኽ እንታይ እዩ፧ (w16.01 12 ¶2)
2ቈረ 10:17—‘ብየሆዋ ምምካሕ’ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (g99-E 7/8 20-21)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ቈረ 7:1-12 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 2)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 4)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ዕዮ ረድኤትና፡ ነቶም ኣብ ካሪበያ ዘለዉ ክርስትያናት ዝጠቐሞም ብኸመይ እዩ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቕሪ ብግብሪ—ዕዮ ረድኤት ኣብ ደሴታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 19፡ ¶1-9
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 72ን ጸሎትን