ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሰነ ገጽ 4
  • 17-23 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17-23 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሰነ ገጽ 4

17-23 ሰነ

ኤፌሶን 4-6

  • መዝሙር 71ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤፌ 6:11-13—ካብቲ ኻብ ሰይጣንን ኣጋንንቱን ንዚፍኖ መጥቓዕቲ ዕቝባ የድልየና (w18.05 27 ¶1)

    • ኤፌ 6:14, 15—ንርእስኻ ብሓቅን ብጽድቅን ብብስራት ሰላምን ጌርካ ተኸላኸለላ (w18.05 28-29 ¶4, 7, 10)

    • ኤፌ 6:16, 17—ንርእስኻ ብእምነትን ብተስፋ ድሕነትን ብቓል ኣምላኽን ጌርካ ተኸላኸለላ (w18.05 29-31 ¶13, 16, 20)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤፌ 4:30—ሓደ ሰብ ንናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ኬጕህዮ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (it-1 1128 ¶3)

    • ኤፌ 5:5—ሓደ ስሱዕ ሰብ፡ ኣምላኺ ጣኦት ዚኸውን ብኸመይ እዩ፧ (it-1 1006 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ኤፌ 4:17-32 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 135

  • “የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቓድ የሆዋ ብቐጻሊ ኣስተውዕሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ዘሌ 19:18)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 23፡ “ኣጋንንቲ ዝሓደርዎ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 140ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ