15-21 ሓምለ
2 ተሰሎንቄ 1-3
መዝሙር 67ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ምግላጽ እቲ ጠሓስ ሕጊ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ 2 ተሰሎንቄ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
2ተሰ 2:6-8—እቲ ዚዓዪ ዘሎ፡ “ጠሓስ ሕጊ” ይግለጽ (it-1 972-973)
2ተሰ 2:9-12—እቶም በቲ “ጠሓስ ሕጊ” ዚታለሉ ይፍረዱ (it-2 245 ¶7)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
2ተሰ 1:7, 8—ምግላጽ የሱስን መላእኽትን “ብሃልሃልታ ሓዊ” ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (it-1 834 ¶5)
2ተሰ 2:2—ጳውሎስ “ብድራኸ መንፈስ ብዚዝረብ ዘረባ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (it-1 1206 ¶4)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ተሰ 1:1-12 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ኣፋልጥ። (th መጽናዕቲ 12)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ኣገልግሎት እትካፈል ዘለኻ ንማለቱ ድዩ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣገልግሎትካ ኣሓድስ—ብኸመይ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 27
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 57ን ጸሎትን