ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ታሕሳስ ገጽ 3
  • እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • እቶም “ንቑጻት ኣዕጽምቲ” ምስቶም “ክልተ መሰኻኽር” እንታይ ዝምድና ኣለዎም፧
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ነቶም ክልተ መሰኻኽር ህያዋን ምግባር
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
  • ‘እቲ እሙን ባርያ’ ብፈተና ይሓልፍ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ታሕሳስ ገጽ 3
እቶም ኣብ ራእይ ዘለዉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’፡ ነፍሲ ወከፎም ኣብ ቅድሚ ኣውልዕን ኣብ ቀዋሚ ቐንዴልን ደው ኢሎም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 10-12

እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም

11:3-11

  • ‘ክልተ መሰኻኽር’፦ መንግስቲ ኣምላኽ ብ1914 ኣብ ዝቘመትሉ እዋን መሪሕ ግደ ዝነበሮም ሒደት ጕጅለ ቕቡኣት ኣሕዋት

  • ተቐቲሎም፦ ንሰለስተ ዓመትን ፈረቓን “ማቕ ተኸዲኖም” ምስ ሰበኹ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዋላ ሓንቲ ኺገብሩ ኣብ ዘይክእሉሉ ዅነታት ስለ ዝነበሩ፡ ከም ‘እተቐትሉ’ ጌርካ ኺውሰድ ይከኣል

  • ህያዋን ኰይኖም፦ እተን ምሳልያዊ ሰለስተ መዓልትን ፈረቓን ኣብቂዐን ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ተፈትሑን ናብ መሪሕነት ዕዮ ስብከት ምስ ተመልሱን ህያዋን ኰይኖም

እቲ ኣብ ራእይ 11:1, 2 ዘሎ ፍጻመታት ምስቲ ኣብ ሚልክያስ 3:1-3 ተገሊጹ ዘሎ ምምርማርን ምጽራይን መንፈሳዊ ቤት መቕደስ ይመሳሰል። ትንቢታዊ ሰሌዳ ግዜ፦ ካብ መወዳእታ 1914 ክሳዕ መጀመርታ 1919 ምጽራይ መንፈሳዊ ቤተ መቕደስ፣ ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ወይ 1,260 መዓልቲ ኻብ መወዳእታ 1914 ክሳዕ መጀመርታ 1918፣ ሰለስተ መዓልትን ፈረቓን ካብ መጀመርታ 1918 መወዳእታ ኽሳዕ መጀመርታ 1919። 1918
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ