ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ግንቦት ገጽ 6
  • ዮሴፍ ርእሰ ግትኣት ኣርኣየ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዮሴፍ ርእሰ ግትኣት ኣርኣየ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣነዶ ኣብ ክንዲ ኣምላኽ እየ፧”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ስድራ ቤቱ ዘዕቈበን ዝናበየን ጽኑዕ ኣቦ
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • ‘ከመይ ገይረኸ እዚ ዓብዪ ኽፍኣት ክገብር እኽእል፧’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ንስድራኡ ዜዕቍብን ዚናብን ጽኑዕ ኣቦ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ግንቦት ገጽ 6
ዮሴፍ ይበኪ፡ ኣሕዋቱ ኸኣ ብድሕሪት ደው ኢሎም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 42-43

ዮሴፍ ርእሰ ግትኣት ኣርኣየ

42:5-7, 14-17, 21, 22

ነቲ ዮሴፍ ብዘይ ተጸበዮ መገዲ ምስ ኣሕዋቱ ገጽ ንገጽ ምስ ተራኸበ እተሰምዖ ሓያል ስምዒት ክትግምቶ ትኽእልዶ፧ ሽዑ ንሽዑ መንነቱ ብምግላጽ ኪሕቝፎም ወይ ሕነ ኺፈድዮም ምኸኣለ ነይሩ። ይኹን እምበር፡ ብስምዒት ተመሪሑ ስጕምቲ ኣይወሰድን። ንስኻኸ፡ ኣባላት ስድራ ቤትካ ወይ ካልኦት ምስ ዚገፍዑኻ እንታይ ምገበርካ፧ ካብ ኣብነት ዮሴፍ፡ በቲ ጠላም ልብናን ዘይፍጹም ስምዒታትናን ተመሪሕና ስጕምቲ ኣብ ክንዲ እንወስድ፡ ርእሰ ግትኣት ከነርእን ክንሃድእን ከም ዘሎና ትምህርቲ ንረክብ።

ፈታኒ ዅነታት ኬጋጥመካ ኸሎ ንዮሴፍ ክትመስሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ