ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 10
  • ህይወት ዘይጽወር ምስ ዚመስል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ህይወት ዘይጽወር ምስ ዚመስል
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • ካብ መጽሓፍ እዮብ ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • መአረምታ እተቐበለ ኣብነታዊ ሰብኣይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • “ብየሆዋ ተስፋ ግበር”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 10

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ህይወት ዘይጽወር ምስ ዚመስል

እዮብ ፈተና ምስ ኣጋጠሞ ንህይወቱ ምስ ግዴታዊ ሸቕሊ ኣመሳሲልዋ (እዮ 7:1፣ w06 15/3 14 ¶10)

ጭንቁ ብዛዕባ ስምዒቱ ብጋህዲ ኽዛረብ ገይርዎ (እዮ 7:11)

ኪመውት እውን ተመንዩ (እዮ 7:16፣ w20.12 16 ¶1)

ሓደ መንእሰይ ሓው ንሓደ ብሱል ፈታዊኡ ኣብ ገዛኡ ስምዒቱ ይገልጸሉ።

ህይወት ዘይጽወር እንተ መሲሉካ ንልብኻ ንየሆዋ ብጸሎት ኣፍስሰሉ፣ ንሓደ ብሱል ፈታዊኻ ድማ ብዛዕባ ስምዒትካ ግለጸሉ—እዚ ናይ ፈለማ ስጕምቲ፡ እተወሰነ ዕረፍቲ ኼምጽኣልካ ይኽእል እዩ።—g 1/12 16-17።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ