ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 12
  • ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣምላኽ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሶት ተዕቍበና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣምላኽ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሶት ተዕቍበና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • እዮብ ንስም የሆዋ ልዕል ኣበለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣምላኽ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሶት ተዕቍበና

ሰይጣን፡ ሰባት ጠንቂ እቲ ዜጋጥሞም ሕማቕ ነገራት የሆዋ ኸም ዝዀነ ኺኣምኑ እዩ ዚደሊ (እዮ 8:4)

ንሱ ኣብ የሆዋ እምነት ይሃልወና ኣይሃልወና ብዘየገድስ፡ የሆዋ ብዛዕባና ኸም ዘይግደስ ክንሓስብ እዩ ዚደሊ (እዮ 9:20-22፣ w15 1/7 12 ¶3)

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ የሆዋ ብሰይጣን ከይንታለልን ንጽህናና ኽንሕሉን ትሕግዘና (እዮ 10:12፣ መዝ 32:7, 10፣ w21.11 6 ¶14)

ሓንቲ ሓብቲ ብዛዕባ እቲ ዝረኸበቶ እተፈላለየ በረኸታት ትጽሕፍን ተስተንትንን። ኣብቲ ቐጺሉ ዘሎ ስእልታት፡ ሰብኣይን ሰበይትን ኣስቤዛ የምጽኡላ፡ ካልእ ሓብቲ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ትሓቚፋ፡ ፈነወ JW ድማ ትርኢ።

ነዚ ፈትኖ፦ ኣብ እዋን ፈተና ምእንቲ ኽትጸንዕ፡ የሆዋ ብኸመይ ብተኣማንነት የፍቅረካ ኸም ዘሎ ኣስተብህለሉ፡ ጽሓፎ፡ ከምኡ ድማ ብተደጋጋሚ ኸልሶ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ