ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ሓደ ዕዉት ኣካያዲ ስራሕ ካብ ሃብትን ገንዘብን ዚበልጽ ነገር ዝረኸበ ብኸመይ እዩ፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።
መንእሰያት ዚሓትትዎ
ካብ ተጻብኦ ኸተምልጥ ስለ ዘይከኣል፡ ጸገማትካ ንኣሽቱ ይኹን ዓበይቲ ብዘየገድስ፡ ሓቦ ኸተማዕብል ኣገዳሲ እዩ።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።