ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ሚንጅያ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ክትረክብ ጸለየት። ጸሎታ ኸም እተሰምዐ ዀይኑ እተሰምዓ ስለምንታይ እዩ፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ርአ።
ካብ መዛግብትና
ኣብ ኒው ዚላንድ ዚነብሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ሰላማውያንን ውፉያትን ክርስትያናት ድዮም፧
ብ1940ታት፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንድሕንነት ህዝቢ ኸም ዜስግኡ እተቘጽሩ ስለምንታይ እዮም፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ካብ መዛግብትና ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ካብ መዛግብትና ርአ።