ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 1588-1589
  • ለ9 ዳንኤል እተነበየሎም ሓይልታት ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ለ9 ዳንኤል እተነበየሎም ሓይልታት ዓለም
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ባቢሎን
  • ሜዶንን ፋርስን
  • ግሪኽ
  • ሮሜ
  • ኣንግሎ-ኣመሪካ
  • ምትንሳእን ምውዳቕን ናይ ሓደ ዓቢ ምስሊ
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
  • ንዓለም መን ኢዩ ክገዝኣ፧
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
  • ካብ ትንቢት ዳንኤል ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ነቲ ብዛዕባ ግዜና እተነግረ ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቃል ኣቕልበሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ለ9 ዳንኤል እተነበየሎም ሓይልታት ዓለም

ለ9

ዳንኤል እተነበየሎም ሓይልታት ዓለም

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ኣብ ዳንኤል ምዕራፍ 2 እተገልጸ ምስሊ
ንሃጸያዊ ግዝኣት ባቢሎን ዜመልክት ኣኽናፍ ዘለዎ ኣንበሳ

ባቢሎን

ዳንኤል 2:32, 36-38፣ 7:4

ብ607 ቅ.ክ. ንጉስ ነቡካድነጻር ንየሩሳሌም ኣጥፍኣ

ንሃጸያዊ ግዝኣት ሜዶንን ፋርስን ዜመልክት ድቢ

ሜዶንን ፋርስን

ዳንኤል 2:32, 39፣ 7:5

ብ539 ቅ.ክ. ንባቢሎን ሰዓርዋ

ብ537 ቅ.ክ. ቂሮስ፡ ኣይሁድ ናብ የሩሳሌም ኪምለሱ ኣወጀ

ንሃጸያዊ ግዝኣት ግሪኽ ዜመልክት ኣኽናፍ ዘለዎ ነብሪ

ግሪኽ

ዳንኤል 2:32, 39፣ 7:6

ብ331 ቅ.ክ. እስክንድር እቲ ዓብዪ ንፋርስ ሰዓራ

ንሃጸያዊ ግዝኣት ሮሜን ንሓይሊ ዓለም ኣንግሎ-ኣመሪካን ዜመልክት ዓሰርቲ ቐርኒ ዘለዎ ዜፍርህ ኣራዊት

ሮሜ

ዳንኤል 2:33, 40፣ 7:7

ብ63 ቅ.ክ. ኣብ ልዕሊ እስራኤል ገዝአት

ብ70 ድ.ክ. ንየሩሳሌም ኣጥፍኣታ

ኣንግሎ-ኣመሪካ

ዳንኤል 2:33, 41-43

ካብ 1914-1918 ድ.ክ.፡ ብግዜ ቐዳማይ ውግእ ዓለም ሓይሊ ዓለም ኣንግሎ-ኣመሪካ ተቐልቀለ

  • ኣብ ካርታ ዘሎ ቦታታት

  • ሳርዴስ

  • የሩሳሌም

  • ኣሕመታ፡ ኤክባትና

  • ባቢሎን

  • ግዝኣት ባቢሎን

  • ቴማ

  • ሱሳ፡ ሱሳን

  • ጰርሰጶሊስ

  • ግዝኣት ሜዶንን ፋርስን

  • ግዝኣት ሮሜ

  • ሮሜ

  • ጴላ

  • ቍስጥንጥንያ (ቢዛንትዩም)

  • እስክንድርያ

  • የሩሳሌም

  • ኣንጾክያ

  • ሴሌውቅያ

  • ግዝኣት ግሪኽ

  • ኣብ ካርታ ዚርአ

  • ግዝኣት ባቢሎን

  • ግዝኣት ሜዶንን ፋርስን

  • ግዝኣት ግሪኽ

  • ግዝኣት ሮሜ

  • ክልቲአን ዝገዝኣኦ ቦታ

  • ኣብ ሰሌዳ ዚርአ

  • 607 ቅ.ክ. ባቢሎን ንየሩሳሌም ኣጥፍኣታ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ