ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 1604
  • ለ15 ዓውደ ኣዋርሕ እብራውያን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ለ15 ዓውደ ኣዋርሕ እብራውያን
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትፈልጥዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ሓደ ዓመት ኣብታ “ጽብቕቲ ምድሪ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ኣብ ታሪኽ እስራኤል ዝነበረ ኣገዳሲ በዓላት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ለ15 ዓውደ ኣዋርሕ እብራውያን

ለ15

ዓውደ ኣዋርሕ እብራውያን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

ኒሳን (ኣቢብ) መጋቢት—ሚያዝያ

14 ፋስጋ

15-21 ቅጫ

16 መስዋእቲ በዅሪ ፍረ

ዮርዳኖስ ሳላ ዝናምን ዚመክኽ ውርጭን ይመልእ

ስገም

ኢያር (ዚው) ሚያዝያ—ግንቦት

14 ዳሕረዋይ ፋስጋ

ሓጋይ ይጅምር፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብሩህ ሰማይ ይህሉ

ስርናይ

ሲዋን ግንቦት—ሰነ

6 በዓል ሰሙናት (ጰንጠቈስጠ)

ዋዒ ሓጋይ፡ ብሩህ ሰማይ

ስርናይ፡ ቀዳማይ ዚበስል በለስ

ተሙዝ ሰነ—ሓምለ

 

ዋዒ ይውስኽ፡ ኣብ ገሊኡ ኣውሊ ይህሉ

ቀዳማይ ዚበስል ወይኒ

ኣብ ሓምለ—ነሓሰ

 

ዝለዓለ መጠን ዋዒ ይህሉ

ፍረታት ሓጋይ

ኤሉል ነሓሰ—መስከረም

 

ዋዒ ይቕጽል

ተምርን ወይንን በለስን

ቲሽሪ (ኤታኒም) መስከረም—ጥቅምቲ

1 ደሃይ መለኸት

10 መዓልቲ ዕርቂ

15-21 በዓል ዳስ

22 ፍሉይ ኣኼባ

ሓጋይ ይውዳእ፡ ዝናም ኣዝመራ ይጅምር

ማሕረስ

ሐሽዋን (ቡል) ጥቅምቲ—ሕዳር

 

ፈኲስ ዝናም

ኣውልዕ

ከስለው ሕዳር—ታሕሳስ

25 በዓል ወፈያ

ዝናም ይውስኽ፡ ኣስሓይታ፡ ውርጪ ኣብ ኣኽራን

መጓሰ ኣብ ደምበ ይኸርማ

ጤቤት ታሕሳስ—ጥሪ

 

ዝለዓለ መጠን ዛሕሊ፡ ወቕቲ ዝናም፡ ውርጪ ኣብ ኣኽራን

ኣትክልቲ ይበቍል

ሸባጥ ጥሪ—ለካቲት

 

ዛሕሊ ይንኪ፡ ዝናም ይቕጽል

ለውዚ ይዕምብብ

ኣዳር ለካቲት—መጋቢት

14, 15 ጱሪም

ተደጋጋሚ ነጐዳን በረድን

እንጣጢዕ

ወኣዳር መጋቢት

ኣብ 19 ዓመት ሸውዓተ ግዜ እትውሰኽ ተወሳኺት ወርሒ

   

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ