መዝሙር
ትሕዝቶ
-
የሆዋ ጻድቕ ፈራዲ እዩ
‘ኦ የሆዋ፡ ፍረደኒ’ (8)
-
የሆዋ ይትንስእ
ቃላት ኣምላኽ ንጹህ እዩ (6)
-
ድሕነት ነቲ ኣምላኽ ዝቐብኦ ንጉስ
ገሊኦም ብሰረገላታትን ብኣፍራስን ይእመኑ፡ ‘ንሕና ግና ስም የሆዋ ንጽውዕ’ (7)
-
እቲ ኽቡር ንጉስ ብኣፍ ደገታት ይኣቱ
‘ምድሪ ናይ የሆዋ እያ’ (1)
-
ጸሎት እቲ ዘማሪ ተሰምዐ
‘የሆዋ፡ ብርታዐይን ዋልታይን’ (7)
-
ሓዘን ናብ ታሕጓስ ተለወጠ
ሞገስ ኣምላኽ ንምሉእ ህይወት እዩ (5)
-
ኣብ መንጎ ጸላእቲ ምስ ኰነ፡ ረድኤት ኪረክብ ዝጸለዮ ጸሎት
“ኣምላኽ ረዳእየይ እዩ” (4)
-
ንምድሪ ዚፈርዳ ኣምላኽ ኣሎ
እኩያት ኪቕጽዑ እተጸለየ ጸሎት (6-8)
-
ኣምላኽ፡ ካብ ጸላኢ ዜዕቍብ ጽኑዕ ግምቢ
“ኣብ ድንኳንካ ጋሻ ክኸውን እየ” (4)
-
ካብ ሕቡእ መጥቃዕቲ ዕቝባ ምርካብ
‘ኣምላኽ ኪውርውረሎም እዩ’ (7)
-
ቅልጡፍ ረድኤት ንምርካብ እተጸለየ ጸሎት
“ምእንታይ ቀልጥፍ” (5)
-
ኣምላኽ ብቕንዕና ይፈርድ
እኩያት፡ ጽዋእ የሆዋ ኺሰትዩ እዮም (8)
-
ጽዮን፡ ከተማ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ
ኣብ ጽዮን እተወልዱ (4-6)
-
የሆዋ፡ መድሓንን ጻድቕ ፈራድን
ድሕነት የሆዋ ተፈሊጡ (2, 3)
-
ኵሎም ኣህዛብ ንየሆዋ ኺውድስዎ ዝቐረበ ጻውዒት
ኣምላኽ ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕሪ ዓብዪ እዩ (2)
-
ኣጥቂዖምኒ፡ ግናኸ ኣይሰዓሩንን
ጸላእቲ ጽዮን ኪሓፍሩ እዮም (5)
-
ጡብ ከም ዝሓደገ ሕጻን ዕጉብ እየ
እምብዛ ዓብዪ ነገር ኣይተመነኹን (1)
-
ብለይቲ ንየሆዋ ምውዳስ
“ኣእዳውኩም ብቕድስና ኣልዕሉ” (2)