ዮናስ ትሕዝቶ 1 ዮናስ ካብ የሆዋ ኺሃድም ፈተነ (1-3) የሆዋ ብርቱዕ ማዕበል ኣምጽአ (4-6) ዮናስ ጠንቂ እቲ ሽግር ምዃኑ ተፈልጠ (7-13) ዮናስ ናብቲ ብማዕበል ዚናወጽ ባሕሪ ተደርበየ (14-16) ዓብዪ ዓሳ ንዮናስ ወሓጦ (17) 2 ዮናስ ኣብ ውሽጢ ዓሳ ዀይኑ ዝጸለዮ ጸሎት (1-9) ዮናስ ናብ ምድሪ ተተፍአ (10) 3 ዮናስ ንኣምላኽ ተኣዚዙ ናብ ነነዌ ኸደ (1-4) ሰብ ነነዌ ብመልእኽቲ ዮናስ ተነስሑ (5-9) ኣምላኽ ንነነዌ ኸየጥፍኣ ወሰነ (10) 4 ዮናስ ተቘጥዐ፡ ኪመውት ድማ ደለየ (1-3) የሆዋ ንዮናስ፡ ምሕረት መሃሮ (4-11) “ኣመና ምቝጣዕካስ ግቡእ ድዩ፧” (4) ብተኽሊ ሓምሓም ጌርካ እተዋህበ ውድዓዊ ትምህርቲ (6-10)