2 ጢሞቴዎስ ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1, 2) ጳውሎስ ስለ እምነት ጢሞቴዎስ ንኣምላኽ ኣመስገኖ (3-5) ንውህበት ኣምላኽ ኣጐሃህሮ (6-11) ነቲ ጥዑይ ቃል ሓዞ (12-14) ጸላእትን ፈተውትን ጳውሎስ (15-18) 2 ንብቑዓት ሰባት፡ እቲ መልእኽቲ ሕድሪ ሃቦም (1-7) ምእንቲ ብስራት መከራ ምጽጋብ (8-13) ንቓል ኣምላኽ ብቕኑዕ ተጠቐመሉ (14-19) ካብ ትምኒት ንእስነት ህደም (20-22) ተጻረርቲ ብኸመይ ኪትሓዙ ኸም ዚግባእ (23-26) 3 ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ዚህሉ ጽንኩር ግዜ (1-7) ኣብነት ጳውሎስ ጠቢቕካ ስዓብ (8-13) ‘በቲ እተመሃርካዮ ጽናዕ’ (14-17) ኵሉ ቕዱስ ጽሑፍ ብመሪሕነት መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ እዩ (16) 4 “ኣገልግሎትካ ምሉእ ብምሉእ ፈጽም” (1-5) ብህጹጽ ነቲ ቓል ስበኽ (2) “ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ” (6-8) ብሕታዊ ትዕዝብትታት (9-18) ናይ መወዳእታ ሰላምታ (19-22)